ተንስኢ

Untitled design

ክብርቲ ዑንቒ ኢኺ

ብዕላማ ንዕላማ ኢኺ ተፈጢርኪ

ንስኺ ብቕዕቲ

ንስኺ እኽልቲ

ንስኺ ተደንቒ

ንስኺ ግርምቲ ኢኺ

ከምኡ ኾንኪ ብፈጣሪኺ ተፈጢርኪ

ፈጣሪኺ ጥራይ እዩ መን ምኻንኪ ክነግረኪ ዝኽእል

ዕላማ ኣምላኽ ከተፈጽሚ ኣብዛ ምድሪ

ብምስሉ ንኽብሩ ዝደኮነኪ

ስለዚ ነቲ ዝፈጠረኪ ፍለጥዮ

ተንስኢ!

ንስኺ ብምትንሳእኪ ካልኦት ክትንስኣ እየን!

ሳ.ገ.

Facebook
Twitter
LinkedIn
Pinterest
error: Content is protected !!