May 2020

ኣተሓሳስባ 1ይ ክፋል

  ሰብ ካብ ካልእ ፍጥረት ዝፍለየሉ ሓደ ቀንዲ ምኽንያት ክሓስብን ከመዛዝንን ምኽኣሉ እዩ።  “ሰብ ከምቲ ብልቡ ዝሓስቦ ከምኡ እዩ” ዝበሃል ሓቒ ዝኾነ ኣዘራርባ ኣሎ። ስለዚ ጽቡቕ እንተሓሲብና እቲ ንርእዮን ንገብሮን ድማ ብኡኡ መጠን ጽቡቕ ይኸውን። ብኣንጻሩ ድማ ኣተሓሳስባና ኣሉታዊ እንተ ኾይኑ ኩሉ ንገብሮን ንብሎን ድማ ኣሉታዊ ይኸውን ። ልክዕ ከምቲ ካብ ሕጊ ስሕበት ተፈጥሮ ከነምልጥ …

ኣተሓሳስባ 1ይ ክፋል Read More »

ኣተሓሳስባ (2ይ ክፋል)

 ሰብ ክገብሮ ኢሉ ዝሓስቦን ዝውጥኖን ኩሉ ኣብ ኣእምሮኡ ካብ ዝሓስቦ ሓሳብ እዩ ዝጅምር። ብዛዕባ ገዛእ ርእሱን ካልኦትን ጽቡቅ ዝሓስብ ሰብ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ክገብር እዩ ዝደሊ። ብዛዕባ ገዛእ ርእሱን ካልኦትን ሕማቕ ዝሓስብን ዝርእን ሰብ ድማ ኩሉ ግዜ እቲ ዝገብሮ ተግባራት ዘይሃንጽ ይኸውን። እንታይ እየ ክብል ደልየ፧ ሰብ እቲ ዝሓስቦ እዩ ዝኾኖ። ዝኾነ ሰብ ካብቲ ዝሓስቦ …

ኣተሓሳስባ (2ይ ክፋል) Read More »

THOUGHTS P.2

Your actions cannot change until your thoughts are changed Everything a person thinks and plans starts in his mind first. One who thinks positively about himself and others always desires to do good. On the other hand, a person who thinks and sees himself negatively acts in a destructive way. Take note of the thoughts …

THOUGHTS P.2 Read More »

ዘይንጡፍ ኣተሓሳስባ

ኣእምሮና ብብዙሕ ዝጠቅምን ዘይጠቅምን ሓሳባት ክምላእ ይኽእል እዩ። ነቲ ኣብ ኣእምሮና ዝመጸና ሓሳባት: ኣየናይ እዩ ቅኑዕ ኣየናይ እዩ ዘይቅኑዕ ከነለልዮ ይግብኣና እዩ። ካብዚ ሓሳብ ብምብጋስ ሎሚ ብዛዕባ ዘይንጡፍ ኣእምሮን ኣተሓሳስባን ክንርኢ ኢና። ዘይምንጣፍ (ዘይምትጋህ) ኣንጻር ናይ ንቑሕ ምዃን እዩ። እዚ ድማ ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ዘይንጡፍ ኣእምሮ (ኣተሓሳስባ )እንታይ እዩ፧ ዘይንጡፍ ኣእምሮ ማለት ንጡፍ ዘይኮነ፣ ስምዒት …

ዘይንጡፍ ኣተሓሳስባ Read More »

ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ

ከምቲ እንሓስቦ ከምኡ ኢና ንኸውን። ኣብ ኣእምሮና እንሓስቦ ሓሳባት ኣብ ህይወትና ዓቢ ጽልዋ ኣለዎ። እዚ ማለት ወይ ንቕድሚት ይደፍኣና ወይ ንድሕሪት ክንጥምት ይገብረና ወይ’ውን ኣብ ዘለናዮ ደው ኢልና ክንተርፍ ይገብረና። ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ብዛዕባ ህይወትና ኮነ ብዛዕባ ካልኦት ሰባት ወይ’ውን ብዛዕባ ነገራትን ኩነታትን ሕማቅ ዝኾነ ኣጠማምታን ኣረኣእያን ክህልወና ዝገብር እዩ። ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ውጽኢት ናይ …

ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ Read More »

ኣተሓሳስባይ መዓስ’ዩ ንቡር ዝኸውን፧

  ቅድሚ ነዚ ሕቶ ምምላስና – ኣየናይ እዩ ንቡር ኣተሓሳስባ ኣየናይ’ዩኸ ዘይንቡር ኣተሕሳስባ ንዛረብ። ንቡር ኣተሓሳስባ ማለት ብዛዕባ ገዛእ ርእስኻ ይኹን ካልኦት ትኽክልን ጥዑይን ክትሓስብ ከለኻ ማለት እዩ። ዘይንቡር ኣተሕሳስባ ብኣንጻሩ ከኣ ኣእምሮኻ ኣሉታዊ ፥ ጥምዙዝ ፡ ዘይቅኑዕን ዘይጠቅምን  ሓሳባት ከሰላስል ከሎ ማለት እዩ። በዚ ዓይነት ሓሳብ ዝተታሕዘ ኣእምሮ ዘይንቡር ኣእምሮ ይበሃል። እቲ ንቡር ኣተሓሳስባ …

ኣተሓሳስባይ መዓስ’ዩ ንቡር ዝኸውን፧ Read More »

error: Content is protected !!