ኣብ ልቡ ተጸባጻቢ እዩ’ሞ …
ኣብ ኣእምሮና እንሓስቦ ሓሳባት ኩሉ ተግባራዊ መታን ክኸውን ጸራጊ መንገዲ እዩ ዝኸውን ። ተግባራትና ኩሎም ቀጥታዊ ውጺት ናይ ኣተሓሳስባና ኢዮም ። እቲ ምንታይ ኩሉ ነገር ኣብ ሓሳብና ስለ ዝጅመር። ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ኣሉታዊ ህይወት የፈልፍል ፡ ከምኡ’ድማ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኣወንታዊ ህይወት የፈልፍል። መጽሓፍ ምሳሌ 23፥7 ከምዚ ይብል “ ብላዕ፡ ስተ ፡ ይብለካ ፡ ኣብ ውሽጡ ግና ተጸባጻቢ እዩ …