Salem Ghebreselassie

ኮሮና’ውን ክሓልፍ እዩ

ድሕረ ባይታ ናይ ቫይረስ (ተጻባኢ ህዋስ)፡ ዝበዝሑ ናይ ጥዕና ሊቃውንቲ ዝሰማምዕሉ ነጥቢ ብዛዕባ ባህሪ ናይ ቫይረስ ኣዝዩ ደቂቕ ፍጥረት ብመጉልሒ ጥራይ ክርአ ዝኽእል’ምበር ናይ ባዕሉ ሂወት ዘለዎ ፍጥረት ኣይኮነን። ከም ሂወት ዘለዎ ፍጥረት ክኽፈል እንተድኣ ኮይኑ ኩሉ ሓደ ፍጡር ዘለዎ ናይ ገዛእ-ርእሱ ባህርያት ከም ምንቅስቃስ፣ ምዕባይ ከምኡ’ውን ናይ ምፍራይ ክለት ክህልዎ ከሎ እዩ። ዋላ’ኳ ሓደሓደ …

ኮሮና’ውን ክሓልፍ እዩ Read More »

ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ንውሉድካ ከመይ ዓይነት ምላሽ ትህብ

ቆልዑትን መንእሰያትን ብከፊል ካብ ዓበይትን ከባቢኦምን ብዝርእይዎ ግብረመልሲ ንኹነታት፥ እሶም ድማ ከምኡ ዓይነት ምላሽ ይህቡ። ከም ኣብነት በዚ ዘሎ እዋናዊ ክስተት  ኮቪድ-19 ግብረመልስና ዝተረጋግአ ምስ ዝኸውን፣ ንሕና ተዳሊና ንዕኦም’ውን ከነዳልዎምን ከነህዶምን ንኽእል። ከም ውጽኢቱ ድማ እሶም ኣሰር እቲ ንገብሮን ንብሎን ይስዕቡ። ብፍላይ ድማ ሕጂ ቤት-ትምህርቲ ኣብ ዝተዓጽወሉ ግዜ ደገ ክወጽኡ ዘይክእልሉ፡ ኣብ ገዛ ጥራይ ተዓጽዮም …

ብዛዕባ ኮሮናቫይረስ ንውሉድካ ከመይ ዓይነት ምላሽ ትህብ Read More »

ተንስኢ

ክብርቲ ዑንቒ ኢኺ ብዕላማ ንዕላማ ኢኺ ተፈጢርኪ ንስኺ ብቕዕቲ ንስኺ እኽልቲ ንስኺ ተደንቒ ንስኺ ግርምቲ ኢኺ ከምኡ ኾንኪ ብፈጣሪኺ ተፈጢርኪ ፈጣሪኺ ጥራይ እዩ መን ምኻንኪ ክነግረኪ ዝኽእል ዕላማ ኣምላኽ ከተፈጽሚ ኣብዛ ምድሪ ብምስሉ ንኽብሩ ዝደኮነኪ ስለዚ ነቲ ዝፈጠረኪ ፍለጥዮ ተንስኢ! ንስኺ ብምትንሳእኪ ካልኦት ክትንስኣ እየን! ሳ.ገ.

ARISE

Dear Woman: You are worthy You are a pearl You matter You are created by purpose for a purpose Your Creator is the only one who can tell you who you are You are called by him to do his mission here on earth Remember the one who called you Know the One who knows …

ARISE Read More »

error: Content is protected !!