ኣገዳሲ ሓበሬይታ

ኣገዳሲ ሓበሬታ!
  • ብ ኣልበርታ ዝቕመጥ ዝኾነ ሰብ ብዛዕባ መሰረታዊ ቀረብ ፡ ገዛ ኽራይ ፡ ንቆልዑት ዝኸውን ናውቲ ሕገዝ ፣ ዝተፈላለየ ኣካላዊ ስንክልና ዘለዎም ዝኸውን ሓበሬታ ፡ ዘቤታዊ ዓመጽ ፡ ናይ ስነ-ኣእምሮ ጥዕና ሓበሬታ ፡ ሓደሽቲ ናብ ካናዳ ዝመጹ ዘድልዮም ሓገዝ ፡ ንወለዲ ይኾን ንዝተጸገመ ዝኣልዩ ዝኸውን ሓበሬታ … ወዘተ 2-1-1 ብምድዋል ወይ ab.211.ca ናይ ሓበሬታ ገጽ ብምኻድ እቲ ትደልዮ ሓገዝ ክትረክብ ወይ ምስ ዝምልከቶ ኣካል ከራኽቡኻ ይኽእሉ ።
  • ንጥዕና ዝምልከት ዘበለ ኩሉ ዓይነት ሕቶታት 8-1-1 ብምድዋል ክርከብ ይከኣል (24/7 ክፉት እዩ)
  • ናይ ስነ-ኣእምሮ ጥዕና ብዝምልከት ሓገዝ ንምርካብ 1-844-943-1500 ወይ’ውን 1-877-303-2642 (24/7 ክፉት እዩ)
  • ካብ ዝተፈላለየ ዓይነት ወልፍታት ንምንጋፍ ሓገዝ ንምርካብ 1-866-332-2322  (24/7 ክፉት እዩ)
  • ዘቤታዊ ዓመጽ ብዝምልከት ሓገዝ ንምሕታት 310 -1818 (24/7)
  • ኣብ ልዕሊ ዕሸል/መንእሰይ ዝወርድ ዓመጽ 1 -800 -387 – 5437
  • ጾታዊ ዓመጽ 403 – 955 -6030
  • ህጻናትን መንእሰያትን ዝተፈላለየ ናይ ምኽሪ ሓገዝ ዝረኽብሉ ስፍራ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ይርከብ Kids Help Phone (https://kidshelpphone.ca/ (24/7 ክፉት እዩ)

**እዚ ኩሉ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ሓበሬይታ ንኣብ ካናዳ ዝቕመጡ ብፍላይ ከኣ ንተቐማጦ ካልጋሪ እዩ ዝውክል **

 

Facebook
Twitter
LinkedIn
Pinterest
error: Content is protected !!